寻找适合你的 英语 教师…
Hagos Tsegay
辅导教师The Obelisk of Axum (properly called a stele) is a magnificent 1,700-year-old monument carved from a single piece of granite, standing 24 meters tall and weighing 160 tons in the ancient city of Axum, Ethiopia. Erected during the height of the Kingdom of Aksum in the 4th century CE, it served as an elaborate grave marker for royalty, intricately sculpted to resemble a nine-story building complete with architectural details like false doors, windows, and structural beams. In 1937, during the Italian occupation of Ethiopia, the obelisk was looted by fascist soldiers, cut into three pieces, and taken to Rome as a war trophy on the orders of Benito Mussolini. Following decades of diplomatic efforts, protests, and complex logistical planning, the monument was finally repatriated by Italy and re-erected in its original home in the Tigray region in 2008, standing today as a powerful global symbol of national heritage, resilient identity, and the restitution of stolen cultural treasurs
ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ኣኽሱም፡ ትግራይ ዝርከብ፡ ቅድሚ 1,700 ዓመታት ብዘመን ንግስነት ኣኽሱም (ኣብ መበል 4 ክፍለ-ዘመን ድ.ክ.) ዝተተኽለ፡ ካብ ሓደ ሙሉእ እምኒ ፉኖላይት (ግራናይት) ዝተቐረጸ 24 ሜትሮ ቁመትን 160 ቶን ክብደትን ዘለዎ ድንቂ ሓወልቲ (ስቲለ) እዩ። እዚ ሓወልቲ እዚ፡ ናይ ነገስታት መቓብር ንምልካትን ንምኽባርን ዝተተኽለ ኮይኑ፡ ምልኩዕ ንድፊ ዘለዎም ናይ ሓሶት ማዕጾታትን መስኮታትን ሒዙ ከም ትሽዓተ ደብሪ ዘለዎ ህንጻ ተሃኒጹ ዝተቐረጸ ናይ ጥንታዊ ስነ-ህንጻን ቴክኖሎጅን መርኣያ እዩ። ብ1937 ዓ.ም. ብሰራዊት ፋሽስት ኢጣልያ ተሰቢሩን ናብ ሰለስተ ተመቒሉን ከም ናይ ውግእ ዓወት ምልክት ናብ ሮማ ተወሲዱ ነይሩ እዩ። ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዲፕሎማሲያዊ ቃልስን ናይ ህዝቢ ጥርዓንን ግን፡ እቲ ሓወልቲ ብ2008 ዓ.ም. ብሰላም ናብ መቦቆል ዓዱ ተመሊሱ ኣብ ቦትኡ ተተኺሉ ይርከብ፤ ሎሚ ድማ ሓወልቲ ኣኽሱም ናይ ሓበንን መንነትን ህዝቢ፡ ከምኡ እውን ናይ ዓለም-ለኸ ባህላዊ ርስhandling መርኣያ ኮይኑ የገልግል ኣሎ።
2026年5月21日 11:59



